Account
ASCENTIG | TIGRAY

ASCENTIG | TIGRAY

Exploring Tigray and Horn Of Africa Twitter - x.com/AscenTigray Substack - substack.com/@ascentigray Rising Above The Noise | #tigray

Username
@ascentig
Category
News and media
Country
EthiopiaEthiopia
Subscribers1,837
Avg views per post, 7d130−58.3% vs prev 7d
ERR7.09%last 7 days

Average views per post by day

By publication day

Show as table
DateAvg views per post
Nov 1, 2026310
Nov 2, 2026367
Nov 3, 2026423
Nov 8, 2026332
Nov 10, 2026278
Nov 11, 2026347
Nov 17, 2026312
Nov 24, 2026142
Nov 27, 202694

Most viewed this month

  1. 01

    ሰበር ዜና ዓወት ሓየት ሰራዊት ትግራይ፣ ኣብ ዞባታት ማእኸልን ምብራቕን ትግራይ ህዝብና ንምብስባስን ኣብ ሰራዊትና መጥቃዕቲ ንምፍፃምን ዓሊሙ ኣብ ልዕሊ ዝመፀ ሓይሊ ፀላኢ ብዝፈነዎ ዕውት ፀረ መጥቃዕቲ፣ 1850 ሰራዊት እቲ ጄኖሳይዳዊ ኣገዛዝኣ ምውትን ቁሱሉን ብምግባር በታቲንዎ ኣሎ። ትማሊ 23 ጥቅምቲ 2019 ዓ/ም ጀኖሳይደር ዕሱብ ሰራዊት ብልፅግና ካብ ኣንፈት ዞባ ምብራቕ ከተማ ዓድግራት፣ ብዘትን ከባቢኡን ከምኡ እውን ኣብ ዞባ ማእኸል ኣብ ከተማ እንትጮን ኣሕፈሮምን ዝነበረ ዕሱብ ሰራዊቱ ብምትእኽኻብ ኣብ ብርክት ዝበላ ጣብያታት ኣሕፈሮም፣ ብዘትን ዳሞን ኣብ ልዕሊ ሓየት ሰራዊትና መጥቃዕቲ ንምፍፃም ተሃንዲዱ ዝመፀ እንተኾን ሓየት ሰራዊት ትግራይ ብፅንዓትን ጅግንነትን ተዋጊኡ ኣብተን ዝተጠቐሳ ከባቢታት ዝኣተወ ዕሱብ ሰራዊት ኣገዛዝኣ ብልፅግና ምውትን ቁስልን ኮይኑ ተደምሲሱ ኣሎ። ነዚ ስዒቡ 650 ሰራዊት እቲ ጄኖሳይዳዊ ኣገዛዝኣ እንትሞቱ 1200 ድማ ብኸቢድ ቆሲሎም ኣለው። እቲ ዕሱብ ሰራዊት ኣብቲ ሙሉእ መዓልቲ ዝወሰደ ዓውደ ውግእ ገዚፍ ሓይሊ ሰብ፣ ናይ ምድርን ሰማይን ዓቕሙ ተጠቒሙ ዝተዋግአ እንተኾን ናብቲ ዓውደ ውግእ ዘኽተቶ ኣፅዋሩን ተተኳሲኡን እውን ካብ ጥቕሚ ወፃኢ ኮይኑ ተቓፂሉ ኣሎ። ህዝብና ሎሚ ዕለት 24 ጥቅምቲ 2019 ዓ/ም ሙሉእ መዓልቲ ኣብ ምቕባር ሬሳ እቲ ዕሱብ ሰራዊት ውዒሉ ኣሎ። @AscenTig ትግራይ ትስዕር!

    Photo
    Views423
    Forwards—
    Reactions7
    Comments—
  2. 02
    Views399
    Forwards—
    Reactions11
    Comments—
  3. 03
    Views367
    Forwards—
    Reactions6
    Comments—
  4. 04
    Views339
    Forwards—
    Reactions11
    Comments—

Latest posts

#3439Photo
Views152−45%vs avg
Forwards—
Reactions4
Comments—
#3436Photo
Views139−50%vs avg
Forwards—
Reactions3
Comments—
#3435Photo

ብካባ ዝሽፈን ገበን ኮነ ብዶክሜንተሪ ዝመራሳሕ ታሪኸ የለን! ጀኖሳይደር ስርዓት ብልፅግና ኣብ ልዕሊ ህዝብና ሰፊሕ ወፍሪ ፕሮፓጋንዳ ብርሰት ይሰርሕ ኣሎ። እዚ ኣረሜናዊ ስርዓት ኣብ ቀረባ እዋን ጥራሕ ብተኸታታሊ ቃለመሕትታትን ዶክሜንተርን ታሪኽን ጅግንነትን ህዝቢ ትግራይ ዘነኣእሱ፣ ህዝቢ ትግራይ ዘይባህሪኡ ዘላብሱ፣ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፅልኣት ብምስራፅ ብርሰት ክፍፀም ዘለዓዕሉ ወፍርታት ፕሮፓጋንዳ ይነዝሕ ኣሎ። እዚ ድማ ኣካል እቲ ህዝቢ ትግራይ ኣፀሊምካ ኣብ ልዕሊኡ ዝፍፀም ግፍዒ ምኽንያታዊ ንምግባር ንዝሓለፉ ዓመታት ክሰርሖ ዝፀንሐ ወፍሪ እዩ። እንተኾነ ግን እዞም ኣረሜናውያን ፀላእቲ ኮኑ ከደምቶም ክፈልጥዎ ዝግባእ ሓቂ በዚ ካባ ዝሽፈን ገበን ኮነ ብዶክሜንተሪ ዝነኣኣስ ታሪኽን ጅግንነትን ህዝቢ ትግራይ ክህሉ ኣይኽእልን። ህዝብና ዕላማ እዞም ጀኖሳይደራት ኣቐዲሙ ዝፈልጦ እኳ እንተነበረ እዚ ሕዚ ዝፍፅምዎ ዘለው ተግባር ድማ ብዝበኣሰ ክቃልዑ ጌርዎም ኣሎ። በዚ እውን ኣብ ህዝብና ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ደገፍቲ ፍትሓዊ ቃልስና እውን ቁጠዐ ፈጢሩ ኣሎ። እዚ ታሪኽ ፣ ጅግንነትን ክብርን ህዝቢ ትግራይ ብምውራድ ከም ህዝቢ ከጥፈአና ተበጊሱ ዘሎ ስርዓት ተቓሊስካ ካብ ምስዓርን ህልውናኻ ካብ ምውሓስን ካሊእ ኣማራፂ የብልናን። ህልውና ህዝቢ ትግራይ ኣብ መቓብር ጀኖሳይደር ስርዓት ብልፅግና ይረጋገፅ! ዘበት ንብሄራዊ ብርሰት! #TPLF @AscenTig ትግራይ ትስዕር!

Open in Telegram
Views312+12%vs avg
Forwards—
Reactions7
Comments—
#3433Photo
Views399+43%vs avg
Forwards—
Reactions11
Comments—
#3432Photo
Views339+22%vs avg
Forwards—
Reactions11
Comments—
#3428Photo
Views302+9%vs avg
Forwards—
Reactions1
Comments—
#3427Video
Views2780%vs avg
Forwards—
Reactions7
Comments—
#3425Photo
Views332+19%vs avg
Forwards—
Reactions10
Comments—

All posts

Connections